ICERAS
ICERAS focuses on facilitating asylum seekers and refugees internationally
ኣዲስ ኣበባ፤ ብኣማኢት ዝቑጸሩ ኤርትራያውያን ስደተኛታት ይእሰሩ
ኣዲስ ኣበባ —
ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ሎሚ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታትን ሓተትቲ ዑቕባን፡ ናይ መረዳእታ ሰነድ የብልኩምን ተባሂሎም ይእሰሩ ከም ዘለዉ ኣፍሊጡ።
እቲ ኮሚሽን ብመሰረት ካብቶም ስደተኛታት ዝበፅሖ ሓበሬታ፡ ክትትል ምግባሩ ድሕሪ ምግላጽ በዚ ድማ ኣብ ዝተፈላለያ ከባብታት ኣዲስ ኣበባ ብኣማኢት ዝቑፀሩ ኤርትራውያን ስደተኛታትን ሓተትቲ ዑቕባን ተኣሲሮም ከምዘለዉ ኣረጋጊፀ ኣለኹ ይብል።
ካብ መንጎኦም ድማ ብዘይ ትእዛዝ ቤት ፍርዲ ብፖሊስ ዝተታሓዙ፣ ከይተኸሰሱ ንልዕሊ ዓሰርተ መዓልታት ዝተኣሰሩን፣ ጉዳዮም ንምርዳእ ናይ ቋንቋ ፀገም ዝገጠሞምን ከምዘለው እውን የመልክት። readmore
Leave a Reply
You must be logged in to post a comment.