ICERAS
ICERAS focuses on facilitating asylum seekers and refugees internationally
July, 2023
እቶም ብሰነ ካብ ኢትዮጵያ ብጅምላ ዝተሰጐጕ ኤርትራውያን ኣበይ ኣተው?
እቶም ብሰነ ካብ ኢትዮጵያ ብጅምላ ዝተሰጐጕ ኤርትራውያን ኣበይ ኣተው? 21 ሓምለ 2023, 08:26 EAT ኣብ ዝሓለፈ ሰነ 2023፡ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ፡ ኣብ ልዕሊ እቶም ኣብ ኢትዮጵያ ብፍላይ ድማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ኤርትራውያን ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን ክግበር ዝጸንሐ ማእሰርቲ ደው ክብል ጸዊዑ ነይሩ። ብዙሓት ካብቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ሓተትቲ ዑቕባን ስደተኛታትን ኤርትራውያን ናብቲ […]
Posted in Uncategorized | No Comments »
ሕ/ሃ፥ እማመ ዘይሕጋዊ ስደት ብሪጣንያ ንዓለምለኸ ሕጊ ዝጻረር’ዩ ኢሉ
ዋሽንግተን — ብሪጣንያ ናብ ሃገራ ንዝኣትዉ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ስደተኛታት ንምኽልካል ዝዓለመ እማመ ዘይሕጋዊ ስደት ብሪጣንያ ምስቲ ዓለምለኻዊ ሕጊ ዝጋጮ ምዃኑ ሕቡራት ሃገራት ትማሊ ሰሉስ ኣፍሊጡ። እዚ ብባይቶ ዝፀደቐን ብንጉስ ቻርለስ ሳልሳይ ክፍረም ወግዓውነት ዝፅበ ዘሎ እማመ ብጃልባ ዝመፁ ስደተኛታት ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዑቕባ ናይ ምሕታት መሰል ዝኽልክል እዩ። እቲ እማመ ምስ ግዴታ’ታ ሃገር ብመሰረት ኣህጉራዊ […]
Posted in Uncategorized | No Comments »
UN experts urge Ethiopia to halt mass deportation of Eritreans
GENEVA (13 July 2023) – UN experts today* condemned Ethiopia’s summary expulsion of hundreds of Eritreans at the end of June. They called on the authorities to immediately halt any further deportations and put an end to the continuing reports of arbitrary detention of Eritrean refugees, asylum-seekers and migrants. “Collective expulsions are prohibited under international […]
Posted in Uncategorized | No Comments »
ኣውሮጳ ወይ ሞት’ – መንእሰያት ንስደት ዝኸፍልዎ ዋጋ
12 ሓምለ 2023 ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣማኢት ዝጽዓት ጃልባ ካብ ሊብያ ተበጊሳ ናብ ኣውሮጳ እናኣምረሐት እንከላ፡ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ማያዊ ኣካል ግሪኽ ምስ በጽሐት ስለዝተገልበጠት፡ ኣማኢት ስደተኛታት ሞይቶም። እንተዀነ እዚ ሕማቕ ዜና ነቶም ገና ዘይተበገሱ ስደተኛታት ካብ ጕዕዞኦም ሰገጥ ዘብሎም ኣይኮነን። ጋዜጠኛ ቢቢሲ ኣሊስ ኩዲ፡ ንስደተኛታት ኣብ ምድሓን እትነጥፍ መርከብ ከይዳ ንገለ ስደተኛታት ኣዛራሪባቶም ኣላ። […]
Posted in Uncategorized | No Comments »
ኢትዮጵያ ጅምላ ምስጓግ ኤርትራውያን ደው ከተብል ጻውዒት ቀሪቡ
4 ሓምለ 2023 መንግስቲ ኢትዮጵያ ንኤርትራውያ ብሓይሊ ናብ ሃገሮም ምጥራዝ “ብህጹጽ ደው ከብል” ክኢላት ሕቡራት ሃገራት ጸዊዖም። ኣብ ዝሓለፈ ሰነ፡ ኣማኢት ኤርትራውያን ካብ ኢትዮጵያ ተሰጒጎም ናብ ሃገሮም ከምዝተመልሱ ይዝከር። እቲ ብሕቡራት ሃገራት ዝተመዘዘ ፍሉይ ተኸታታሊ ኵነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ መሓመድ ባቢከር ዝርከቦም ላዕለዎት ክኢላታት ብሓሙስ ኣብ ዘውጽእዎ መግለጺ፡ “ጃምላዊ ምስጓግ ብዓለምለኻዊ ሕጊ ክልኩል እዩ” ክብሉ […]
Posted in Uncategorized | No Comments »
ዘተ፤ መጻኢ ዕድል ኤርትራውያን ነበርቲ ኢትዮጵያ ከመይ ይመስል?
ዋሽንግተን — ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ልዕሊ 400 ኤርትራውያን፡ ኣብ ኢትዮጵያ ዘጽንሕ ሕጋዊ ወረቐት የብልኩምን ብዝብል ምኽንያት ናብ ወደብ ዓሰብ ምስጓጎም ይዝከር። ኣብዚ ኣርእስቲ ንምቕጻል ነዚ ዛዕባ ንምዕማቝ ክልተ ኣጋይሽ ዓዲምና ኣለና። ዕዱማትና ኣብዚ ኣርእስቲ ሰፊሕ ናይ ስራሕን መጽናዕቲን ተመኵሮ ዘለዎም ኰይኖም፡ ፕሮፈሰር ጋይም ክብረኣብን ሜሮን እስቲፋኖስን’ዮም። ፕሮፈሰር ጋይም፡ መብዛሕትኡ ምስ ጉዳያት ስደተኛታትን ሓተትቲ ዑቕባን ኣመልኪቱ […]
Posted in Uncategorized | No Comments »
UNHCR ብጉዳይ ድሕነት ኤርትራዉያን ስደተኛታት ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ይዘራረብ
ላዕለዋይ ተጸዋዒ ንጉዳይ ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ብድሕነት ኤርትራዉያን ስደተኛታት ምስ ዝምልከቶም ኣካላት መንግስቲ ኢትዮጵያ ይዘራረብ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። እቲ ትካል በቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ፣ ኣስታት 300 ኤርትራዉያን ብግዲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም ዝብል ሓበሬታ ስክፍታ ኣሕዲሩ፣ ድሐነት ኤርትራዉያን ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን ንምርግጋጽ ምስ ሰብ መዚ እታ ሃገር ይመያየጥ ምህላዉ ኣረዲኡ ኣሎ። ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ፣ […]
Posted in Uncategorized | No Comments »