ICERAS
ICERAS focuses on facilitating asylum seekers and refugees internationally
ናብ መዓስከር ስደተኛታት ኣለምዋጭ ዝግዓዙ ኤርትራውያን ስደተኛታት እንታይ ይብሉ?
ኣብ ኢትዮጲያ ክልል ኣምሓራ፡ ዳባት ኣብ ዝተባህለ ከባቢ ኣብ ዝተደኰሰንኪ እቲ ኣብ ክልል ትግራይን መወዳስንቲ ክልላትን ክካየድ ዝጸነሐ ኲናት ሓድሕድ ኢትዮጵያ ኣብቲ ማእከል ኲናት ዝኾነ መዓስከራት ዓዲ ሓርሽን ማይ ዓይንን ዝጸንሑ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ኣብ ክልል ኣምሓራ ናብ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት ኣለምዋጭ ይግዕዙ ከምዘለዉ ተገሊጹ። እቲ ንጥፈት ብምትሕብባር ዩኤንኤችሲኣርን ኣገልግሎት ስደተኛታትን ተመለስትን ኢትዮጵያ ይካየድ ከምዘሎን ብድሌት ከምዝፍጸምን ትካል ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ንቢቢሲ ሓቢሩ።ነ መዓስከር ኣለምዋጭ ዝነብሩ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ዝናብ ክራማት ብዘስዓቦ ኵነታት፡ ኵነታቶም መሊሱ ናብ ዝኸፍአ ደረጃ ከም ዝወረደ ገሊጾም። readmore
Leave a Reply
You must be logged in to post a comment.