ICERAS
ICERAS focuses on facilitating asylum seekers and refugees internationally
Uncategorized
UN experts urge Ethiopia to halt mass deportation of Eritreans
GENEVA (13 July 2023) – UN experts today* condemned Ethiopia’s summary expulsion of hundreds of Eritreans at the end of June. They called on the authorities to immediately halt any further deportations and put an end to the continuing reports of arbitrary detention of Eritrean refugees, asylum-seekers and migrants. “Collective expulsions are prohibited under international […]
Posted in Uncategorized | No Comments »
ኣውሮጳ ወይ ሞት’ – መንእሰያት ንስደት ዝኸፍልዎ ዋጋ
12 ሓምለ 2023 ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣማኢት ዝጽዓት ጃልባ ካብ ሊብያ ተበጊሳ ናብ ኣውሮጳ እናኣምረሐት እንከላ፡ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ማያዊ ኣካል ግሪኽ ምስ በጽሐት ስለዝተገልበጠት፡ ኣማኢት ስደተኛታት ሞይቶም። እንተዀነ እዚ ሕማቕ ዜና ነቶም ገና ዘይተበገሱ ስደተኛታት ካብ ጕዕዞኦም ሰገጥ ዘብሎም ኣይኮነን። ጋዜጠኛ ቢቢሲ ኣሊስ ኩዲ፡ ንስደተኛታት ኣብ ምድሓን እትነጥፍ መርከብ ከይዳ ንገለ ስደተኛታት ኣዛራሪባቶም ኣላ። […]
Posted in Uncategorized | No Comments »
ኢትዮጵያ ጅምላ ምስጓግ ኤርትራውያን ደው ከተብል ጻውዒት ቀሪቡ
4 ሓምለ 2023 መንግስቲ ኢትዮጵያ ንኤርትራውያ ብሓይሊ ናብ ሃገሮም ምጥራዝ “ብህጹጽ ደው ከብል” ክኢላት ሕቡራት ሃገራት ጸዊዖም። ኣብ ዝሓለፈ ሰነ፡ ኣማኢት ኤርትራውያን ካብ ኢትዮጵያ ተሰጒጎም ናብ ሃገሮም ከምዝተመልሱ ይዝከር። እቲ ብሕቡራት ሃገራት ዝተመዘዘ ፍሉይ ተኸታታሊ ኵነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ መሓመድ ባቢከር ዝርከቦም ላዕለዎት ክኢላታት ብሓሙስ ኣብ ዘውጽእዎ መግለጺ፡ “ጃምላዊ ምስጓግ ብዓለምለኻዊ ሕጊ ክልኩል እዩ” ክብሉ […]
Posted in Uncategorized | No Comments »
ዘተ፤ መጻኢ ዕድል ኤርትራውያን ነበርቲ ኢትዮጵያ ከመይ ይመስል?
ዋሽንግተን — ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ልዕሊ 400 ኤርትራውያን፡ ኣብ ኢትዮጵያ ዘጽንሕ ሕጋዊ ወረቐት የብልኩምን ብዝብል ምኽንያት ናብ ወደብ ዓሰብ ምስጓጎም ይዝከር። ኣብዚ ኣርእስቲ ንምቕጻል ነዚ ዛዕባ ንምዕማቝ ክልተ ኣጋይሽ ዓዲምና ኣለና። ዕዱማትና ኣብዚ ኣርእስቲ ሰፊሕ ናይ ስራሕን መጽናዕቲን ተመኵሮ ዘለዎም ኰይኖም፡ ፕሮፈሰር ጋይም ክብረኣብን ሜሮን እስቲፋኖስን’ዮም። ፕሮፈሰር ጋይም፡ መብዛሕትኡ ምስ ጉዳያት ስደተኛታትን ሓተትቲ ዑቕባን ኣመልኪቱ […]
Posted in Uncategorized | No Comments »
UNHCR ብጉዳይ ድሕነት ኤርትራዉያን ስደተኛታት ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ይዘራረብ
ላዕለዋይ ተጸዋዒ ንጉዳይ ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ብድሕነት ኤርትራዉያን ስደተኛታት ምስ ዝምልከቶም ኣካላት መንግስቲ ኢትዮጵያ ይዘራረብ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። እቲ ትካል በቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ፣ ኣስታት 300 ኤርትራዉያን ብግዲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም ዝብል ሓበሬታ ስክፍታ ኣሕዲሩ፣ ድሐነት ኤርትራዉያን ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን ንምርግጋጽ ምስ ሰብ መዚ እታ ሃገር ይመያየጥ ምህላዉ ኣረዲኡ ኣሎ። ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ፣ […]
Posted in Uncategorized | No Comments »
ኣዲስ ኣበባ፤ ብኣማኢት ዝቑጸሩ ኤርትራያውያን ስደተኛታት ይእሰሩ
ኣዲስ ኣበባ — ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ሎሚ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታትን ሓተትቲ ዑቕባን፡ ናይ መረዳእታ ሰነድ የብልኩምን ተባሂሎም ይእሰሩ ከም ዘለዉ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ብመሰረት ካብቶም ስደተኛታት ዝበፅሖ ሓበሬታ፡ ክትትል ምግባሩ ድሕሪ ምግላጽ በዚ ድማ ኣብ ዝተፈላለያ ከባብታት ኣዲስ ኣበባ ብኣማኢት ዝቑፀሩ ኤርትራውያን ስደተኛታትን ሓተትቲ ዑቕባን ተኣሲሮም ከምዘለዉ ኣረጋጊፀ […]
Posted in Uncategorized | No Comments »
ናብ መዓስከር ስደተኛታት ኣለምዋጭ ዝግዓዙ ኤርትራውያን ስደተኛታት እንታይ ይብሉ?
ኣብ ኢትዮጲያ ክልል ኣምሓራ፡ ዳባት ኣብ ዝተባህለ ከባቢ ኣብ ዝተደኰሰንኪ እቲ ኣብ ክልል ትግራይን መወዳስንቲ ክልላትን ክካየድ ዝጸነሐ ኲናት ሓድሕድ ኢትዮጵያ ኣብቲ ማእከል ኲናት ዝኾነ መዓስከራት ዓዲ ሓርሽን ማይ ዓይንን ዝጸንሑ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ኣብ ክልል ኣምሓራ ናብ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት ኣለምዋጭ ይግዕዙ ከምዘለዉ ተገሊጹ። እቲ ንጥፈት ብምትሕብባር ዩኤንኤችሲኣርን ኣገልግሎት ስደተኛታትን ተመለስትን ኢትዮጵያ ይካየድ ከምዘሎን ብድሌት […]
Posted in Uncategorized | No Comments »
ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣለምዋጭ ኵነታቶም ከም ዘይተመሓየሸ ይገልጹ፣ ሕቡራት ሃገራት ከ እንታይ ይብል?
ኣብ ኢትዮጲያ ክልል ኣምሓራ፡ ዳባት ኣብ ዝተባህለ ከባቢ ኣብ ዝተደኰነ መዓስከር ኣለምዋጭ ዝነብሩ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ዝናብ ክራማት ብዘስዓቦ ኵነታት፡ ኵነታቶም መሊሱ ናብ ዝኸፍአ ደረጃ ከም ዝወረደ ገሊጾም። ኣቦ መንበር ንስደተኛታት ዝሕግዝ ትካል ‘ግብሪ ሕያዋይ ሳምራዊ’ ዝዀነ ኣቶ ሃብተኣብ እዮብን ኣብቲ መዓስከር ሻድሻይ ርእሳ እትነብር ዮዲት ዝተባህለት ኤርትራዊት ስደተኛን ምስ ቢቢሲ ኣብ ዝገበርዎ ቃለመጠይቕ፡ ኣብዚ ወርሒ […]
Posted in Uncategorized | No Comments »
ዓመታዊ ፀብፃብ ሚኒስትሪ ጉ/ወጻኢ ኣሜሪካ ንኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ
ዋሽንግተን — ሚኒስትሪ ጉ/ወጻኢ ኣሜሪካ ኣብ ዙሪያ ዓለም ንኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰላት ብዝምልከት በብዓመቱ ብዘውፅኦ ፀብፃብ መሰረት ናይ ኢትዮጵያ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰላት እውን ኣውፂኡ ኣሎ።4 ሕዳር 2020 ኣብ መንጎ ሓይልታት ምክልካል ኢትዮጵያን ሓይልታት ፀጥታ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይን ኣብ ክልል ትግራይ ዝተጀመረ ኵናትን ብሰንኪ ይካየድ ዘሎ ዝተናውሐ ግጭትን ከበድትን ሰፋሕትን መግሃስታት ምፍፃሞም እቲ ፀብፃብ ገሊፁ ኣሎ። […]
Posted in Uncategorized | No Comments »
ጉዳይ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ፡ ቆላሕታ ኩሉ ኤርትራዊ ክብሕት ዝግባእ ኩነታት
ጉዳይ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ኣዝዩ ዘሻቅል ደረጃ በጺሑ ከምዘሎ መዓልታዊ ንከታተሎ ዘለና እዩ። ኣብ ክልል ዓፋር ብሓይልታት ትግራይ ወተሃደራዊ ስርሒት ኣብ ዘካይድሉ ዘሎ እዋን፡ ኣሻሓት ኤርትራውያን ስደተኛታት ንሞት ክቃልዑ ከለው፡ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝርከባ መዓስከራት ዝነብሩ ዘለው ኤርትራውያን ስደተኛታት ድማ ኣብ ልዕሊ’ቲ ጌና ስንብራትን ደበናን ኲናት ዘንጸላልወሉ ዘሎ ኩነታት ትግራይ፡ ብጥምየት፡ ሕጽረት […]
Posted in Uncategorized | No Comments »