ICERAS

ICERAS focuses on facilitating asylum seekers and refugees internationally

ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ኣስታት 100 ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታት ንሓደጋ ከምተቓለዑ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ

ኤርትራውያን ስደተኛታት

ትካል ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ብዛዕባ ጸጥታዊን ሰብኣውን ውሕስነትን ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝርከቡ መዓስከራት ዘለዉ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣዝዩ ከምዝተሻቐለ ገሊጹ።

ሰብመዚ መንግስቲ ፈደራል፡ ናብቶም ኣብ ትግራይ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ወዲቖም ዘለዉ ስደተኛታት ዘድልዮም ሰባዊ ረዲኤት ከብጽሑ ብህጹጽ ከፍቅድ’ውን ጸዊዑ’ሎ።

እቲ ትካል ሎሚ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፡ ብዛዕባ ዘይተረጋገጸ ዝበሎ፡ ኣብ ልዕሊ’ቶም ስደተኛታት ዝበጽሕ ዘሎ “መጥቃዕቲ፡ ጭውያን ግዱድ ዕስክርናን ኣዝዩ ኣሰንቢዱና ኣሎ” ኢሉ።

ኢትዮጵያ ንዝሓለፉ ክልተ ዓሰርተታት ዓመታት ንኤርትራውያን ስደተኛታት ዑቕባ ክትህብ ምጽንሓ ብምንኣድ፡ ኣብዚ እዋን’ዚ ግን ኣብ ማእከል እቲ ግጭት ኣትዮም ምህላዎም ጠቒሱ።

“መንግስቲ ኢትዮጵያ ንኤርትራውያን ስደተኛታት ናይ ምዕቋብን ውሕስነቶም ምርግጋጽን ሓላፍነቱ ክፍጽም ኤን-ኤች-ሲ ኣር ይጽውዕ” ኢሉ።

ኣፈኛ ‘ዩ-ኤን-ኤች-ሲ-ኣር ንቢቢሲ ትግርኛ ኣብ ዝሃበቶ ቃል፡ “ብዛዕባ ውሕስነትን ጸጥታን ኣብ ትግራይ ዘለዉ ስደተኛታት ዘለና ስግኣት እናዓበየ መጺኡ’ሎ” ኢላ።

“ዘሻቕል ጸብጻባት በጺሑና ኣሎ” ዝበለት ኣፈኛ ጁሌት ስቲቨንሰን “መሰል ዑቕባ ክኽበር ንጽውዕ” ክትብል ተማሕጺና።

ተሓለቕቲ መሰላት ስደተኛታት ኤርትራ፡ ገለ ካብኦም ብሓይሊ ናብ ኤርትራ ከምዝተወስዱ ይገልጹ ኣለዉ።

ብሰንኪ ምቁራጽ ኣገልግሎታት ተሌፎንን ኢንተርነትን ነቲ ኩነታት ብናጻ ኣካል ምርግጋጽ ኣይተኻእለን።

ክሳብ ሕጂ ሰራሕተኛታት ሰባዊ ረዲኤት ናብቲ ትግራይ ኮነ ናብቲ ናብ መዓስከራት ስደተኛታት ክኣትዉ ከምዘይክኣሉ’ውን ሓቢራ።

“ኣብዚ እዋን’ዚ ኣብቲ መዓስከራት ዝነበረ ናይ መግቢ ቀረብ ተወዲኡ’ሎ። ክሳብ ሕጂ ኸኣ ናብቶም መዓስከራት ክንኣቱ ኣይከኣልናን” ትብል ስቲቨንሰን ካብ ለንደን።

ብመሰረት ጸብጻብ ትካል ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ልዕሊ 96,000 ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ 4 መዓስከራት ተዓቛቦም ምጽንሐም ይፍለጥ።

እቶም ስደተኛታት ትሕቲ ዕድመ ህጻናት፣ ክሳብ 6 ቆልዑ ዝሓዛ ኣዴታት፣ ሽማግለታት፣ ወተሃደራትን ስንኩላንን ይርከብዎም
መግለጺ ስእሊ,እቶም ስደተኛታት ትሕቲ ዕድመ ህጻናት፣ ክሳብ 6 ቆልዑ ዝሓዛ ኣዴታት፣ ሽማግለታት፣ ወተሃደራትን ስንኩላንን ይርከብዎም

ንሳቶም ብሰንኪ፡ ግዱድን ገደብ-ኣልቦን ሃገራዊ ኣገልግሎትን፡ ካልኦት ምግሃስ ሰባዊ መሰላትን ካብ ሃገሮም ዝወጽኡ ምዃኖም ተጣበቕቲ መሰላት ይገልጹ።

እዞም ብሰንኪ እቲ ኣብ ክልል ትግራይ ተወሊዑ ዘሎ ግጭት ኣብ ሓደጋ ዝወደቑ ኤርትራውያን ስደተኛታት ካብቲ ዝጸንሕሉ መዓስከራት ይበታተኑ ምህላዎም ይግለጽ ኣሎ።

ዓለምለኻዊ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ኤርትራውያን፡ ካብቲ ኣብ ጥቓ ከተማ ሽረ ዝነበሩ መዓስከራት ናብ ከተማ መቐለ ይኣትዉ ከምዘለዉ ጠቒሱ።

“ገለ 1000 ዝኾኑ ኤርትራውያን ስደተኛታት ካብቶም ኣብ ከባቢ ሽረ ዝርከቡ መዓስከራት ናብ መቐለ ኣትዮም ኣለዉ ይበሃል ኣሎ።

“ብዙሓት ድማ መግብን ካልእ ደገፍን ደልዯም ናብ ቤት ጽሕፈት ዓለምለኻዊ ማሕበር ቀይሕ መስቀል፡ ጨንፈር መቐለ ይመጹ ኣለዉ። ኩሎም ተጸበይቲ ሰባዊ ሓገዝ’ዮም። ናብ መቐለ ዝኣቱ መስመራት ቀረብ ተሰናኺሉ ስለዘሎ፡ ነቶም ጠለባት ምምላእ ኣጸጋሚ ኮይኑ’ሎ” ይብል እቲ መግለጺ።

ሓላፊ ትካል ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ፊሊፖ ገራንዲ ንኣገልግሎት ዜና ኣሶስየትድ ፕረስ ኣብ ዝሃቦ ቃል፡ ብዛዕባ ውሕስነትን ኩነታትን እቶም ኤርትራውያን ከምዘተሓሳሰቦ ገሊጹ ነይሩ።

more read

ኣብ ልዕሊኦም ዝበጽሕ ዝኾነ በደል ድማ ዓለምለኻዊ ሕጊ ዝጥሕስ ምዃኑ ፍሊፖ ግራንዲ ኣጠንቂቑ።

ተዛማዲ ትሕዝቶ

ዜናታት


Leave a Reply

  • hublot replicas
  • replica uhren erfahrungen
  • uhren replika
  • swiss replica uhren
  • replica uhr
  • uhren kaufen online
  • luxusuhren replica
  • replica uhren per nachnahme
  • uhren imitate
  • fake uhren hublot
  • gefalschte uhren
  • replica uhren shop
  • uhren replica hublot
  • replique montre hublot
  • replique montre pas cher
  • copie montre de luxe
  • replica de relojes cartier
  • relojes imitacion tag heuer
  • replicas watches
  • relojes replicas aaa
  • repliche orologi di lusso
  • replica orologi svizzeri
  • replica orologi
  • orologi replica italia
  • repliche orologi
  • relojes especiales
  • replica de relojes
  • replicas relojes de lujo
  • imitaciones de relojes
  • replicas de relojes en espana
  • replicas de relojes suizos
  • replicas relojes espana
  • relojes especiales compraventa
  • relojes de lujo marcas
  • replicas relojes suizos
  • relojes replicas suizas
  • replica de relojes rolex
  • replica de relojes cartier
  • replica de relojes breitling
  • relojes especiales omega
  • replicas relojes tag heuer
  • relojes especiales omega
  • replica de relojes rolex
  • replicas de relojes
  • repliche orologi di lusso
  • replica orologi svizzeri
  • uhren fakes
  • replique montre luxe
  • orologi replica
  • repliche orologi
  • replica orologi
  • imitazioni orologi
  • replica orologi svizzeri
  • repliche orologi di lusso
  • replica iwc
  • orologi imitazioni
  • imitazione orologi
  • orologi repliche perfette
  • orologi di lusso replica
  • orologi replica cinesi
  • orologi replica milano
  • replica orologi italia
  • orologi replica rolex
  • orologi replica longines
  • repliche orologi di lusso
  • gefalschte uhren
  • replica uhren shop
  • uhren replica hublot
  • replique montre omega
  • replique montre luxe
  • montre pas cher
  • replicas de relojes
  • Imitation De Montres Omega Montres Imitacion de relojes Rolex baratos espa?a Rolex Replica Orologi Omega Replica Orologi Longines Replica