ICERAS
ICERAS focuses on facilitating asylum seekers and refugees internationally
November, 2016
በኣማኢት ዝቑጸሩ ስደተኛታት ካብ ካሊ ይወጹ፡ ካልኦት ድማ ነቲ መስርሕ ይቓወሙ [2016]
ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ፕረዝደንት ፈረንሳ ፍራንስዋ ኦላንድ ኣብ ሃገሮም ዝርኸብ “ካሊ” መዓስከር ስደተኛታት ከምዘፍርስዎ ብወግዒ ተዛሪቦም ኔሮም።ካብ ትማሊ ሶኑይ ሰዓታት ንግሆ ጀሚሩ ድማ ብዝሒ ዘለዎም ስደተኛታት ኣብ ዝተዳለውሎም ኣውቶቡስ ብምጽዓን ናብ ካልእ ማእከል ስደተኛታት ክጉዓዙ ተራእዮም እዮም። ዋሽንግተን — ሚኒስትር ውሽጣዊ ጉዳያት ፈረንሳ በርናንድ ቻዛነቨ እቲ መስርሕ ብህድኣት ይኸናወን ከምዘሎን ትማሊ ጥራይ አስታት 2,318 ስደተኛታት […]
Posted in Uncategorized | No Comments »
ዓንቀጻት መሰረታዊ ሰብኣዊ መሰላት ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት፡ ብትግሪኛ ተተርጉሙ ተዘርጊሑ፡፡
ዓንቀጻት መሰረታዊ ሰብኣዊ መሰላት ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት፡ ብትግሪኛ ተተርጉሙ ተዘርጊሑ፡፡
Posted in Uncategorized | No Comments »